ዝሑል ኲናት ንጐኒ ገዲፍና፡ መብዛሕትኦም ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ዝሸፈንክዎም ግርጭታት ንኣሽቱ ጕዳያት እዮም ነይሮም፤ ጽዩፍን ሓደገኛን፡ ብርግጽ፡ ግን ከኣ ንሰላም መላእ ዓለም ኣብ ሓደጋ ዘእትው ...